እንቛዕ ብደሓም መጻእኹም ናብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ርእሰ ኣድባራት ጽርሃ ኣርያም ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኦስሎ ኖርወይ: ቤተክርስትያን ዝኸፈተሉ ሳዓታት ዓርቢ ካብ 16-20 ሰምበት 06-14 ክፉት እዩ ብደሐን ምጹ-ምጻ

ትንሳኤ

0 likes

ትንሳኤ

ጎይታ ብሓቂ ተንሲኡ!!  ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና!! ክቡራን ህዝበ ክርስትያን እንቛዕ ብሰላም ጾምና ኣፈጺሙ ኣብ
ትንሳኤኡ ኣብጽሓና። በዚ ኽኣ ኩላትና ደስ ክብለና ይግባእ ፡ ዘስተውዕል ኣእምሮ ዘለዎ ኩሉ ከምዘስተውዕሎ ጎይታናን መድሓኒናን እቲ ኩሉ ዘጋጠሞ ስቅያት ምእንቲ ኩላትና’ዩ ኩሉ ግን ተርዲእዎ ክኣምኖ  ኣይክኣለን፡

Eritrean St.mary coptic tewahdo orthodox church Oslo Norway

This website uses cookies to ensure you get the best experience on our website.